ርሑስ በዓል ቅንያት ቁዱስ የውሃንስን መስቀልን@Eri-Mama2023
@Eri-Mama2023 subscribe for more!ሰላም ኩቡራት ተኸታተልቲ ኤሪ ማማ ኢንተርተይመንት ርሑስ በዓል ቅንያት ቁዱስ የውሃንስን መስቀልን ክኾነልኩም ኣንዳተመነና። ፍሉይ መደብ ጅግኑ ሻውል ሸው ዝብል ብ ዳዊት ኢዮም ዝምራሕ በቶም ፍትዋት ስነ ጥበባውያን ሃገርና ዝተዳለወ መደብ ሒዝናልኩም ንመጽእ ኣለና። ካባኩም ዝድለ ላይክ፣ሸር፣ሳብስክራይብ ከምኡ ውን ሃናጺ ርኢተኩም ኢዩ። በርቲዕና ክንሰርሕ ሞራል ኣይተውሕዱ የቀንየልና።